

(hoo-oo-ah) መሪቲ ይታሓረስ እቲ ስደት ክተረፍ
ዓደይ ደቃኣ
ክት
ሓዕቅፍ
ሃገር ደቃኣ ክት
ሓፍስ
ስደት ኣብኡ
ክብዕ
ወዲ ሃገር ናብ ሃገሩ ሓዕቅፍ ስደት ምውደቱኡ
ሰላም ሰላም ክሰፍሮ ስፍራና
ክላትና ደቂ
ሃገር ሓቤርና
ክናኣቱ ኢና መሬት ሰላም ጌርና
ሰላም ሰፊኑ ኣቡ ቤትና ክላታና ደቂ ሓንቲ መሬት
ኢና
ሓንቲ
ኢያ ኣዲና
የለን ዝፈላሌና ሓቤርና ክንዓቢ ኢና በብ
ሞያና
ሰላም ክሰፍኖ ቤትና መራበትና ሰላም ይክነልና (ሰላም)
ሎሜ
ይክን ጽባሕ ን ሃገርና ኢና ናይ ሰላም ድምጺ
ኢዩ
ሓይልና
ናዓ
ጨላይ
ወይናይ
ሆሆሆሆ
ሰላም ሆሆሆሆ ሰላም ፍቅሪ ንቤታ ኤርትራ
ንእፍቅሪ ንሰላም ክንዝምር
ኢና
ናይ ጽባሕ ሰላም
ሎሜ
ክንጅምሮ ኢና
ኣደዩ ዓደይ
ኤርትራ ኢዩ ቤተይ
ዝናፍቅ ዓደየ
መሬተይ ክብረተይ ደሞም
ዘፍሰስላ ኣቦታተየ
ንስለ ሰላም
ኤሎም ደቀየ
ፈሊምና
ካብታ ሕቅፎ ኣዲና ክንብር ኣብ ዓዲ ጎና
ጠሊሞምና ይዕርክ ኣብታትና
ሕድሪ ሃገር እድዮም ኣጢፊምልና ናይ ኣብታትና
ናዓና ክብል ዝተሰውእልና
ን ንስድት ኣምረሐ መንሰይ (hoo-oo-ah)